በዚመሰረት
- ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/Â መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
- ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
- መቅረብቲ ካብ ዕለት 18/ 09/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 2/10/ 2008 ዓ/ም Â 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
- መኽበሪ ጨረታ 6000 /ሽዱሽተ ሽሕ/ Â ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
- ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 2 /10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
- ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
- ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለትÂ ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
- ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
- ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
- ነብሰ ወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::
ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃÂ 1ይደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::
N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪÂ 0344402860 ምርካብ ይካኣል:
መመለስ