ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፁ ናይ ኮንስትራክሽን ላቑሑት ክዕድግ ስለዝደሲ እዚ ቅጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ከተጨዳደረ ይዕድም፡፡
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 36487 & 36488 | 1 | Metal Work | |||||
1.1 | Provide and fix metal door fabricated from locally manufactured imm thick 2.8 LTZ Squar steel profile price includes hings cylinderical door 1.1 locks of approved quality, 1mm thick flat or ribbed iron sheet, one coats of antirust and two coats of metal paint and other neccessary accesseries. Size H=2.4m &W=1.0m | W (m) Area (m2) H(m) 2.4 | Pcs | 1 | |||
| 1.2 | Provide and fix two leaf metal windows fabricated from locally manufactured 1mm 2.8 LTZ square steel profile price includes hings cylinderical door locks of approved quality 1mm thick flat or ribed iron sheet, one coats of antirust and two coats of metal paint and other necessary accessories size height =1.0m, width= 1.5m | W(m)=1 H(m)=1 Area(m2)=1 | Pcs | 1 | |||
| 1.3 | Produce 100*100cm lockable framed 1.25mm sheet metal cover for valve chamber cover. | W(m)1.0 H(m)1.0 Area(m2)2.0 | Pcs | 2 | |||
| 1.4 | Produce 60*60cm lockable framed 1.25 mm sheet metal cover for Man hole access. | W (m)=0.6 H(m)=0.6 Area | Pcs | 1 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
* ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ፡፡
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡
* እቲ ውድድር ብጠቕላላ ዋጋ ድምር እዩ፡፡
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት ኣቅሓ/ ክህብ ኣለዎ፡፡
* ዘድሊ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/08/2017- 30/08/2017 ዓ/ም 11፡00 እዩ፡፡
* ፕሮፎርማ ዝክፈተለ ዕለት 01/09/2017 ዓ/ም 3፡00 ይኸውን።
* ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
← ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034204674/0342401921 ብምድዋሰ ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት
ድሕሪት