ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ትምህርትን ዝተረከቦም ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 7, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 7, 2008 06:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ብአካል ናብቲ ቤት ፅሕፈት መፂእኩም ብምርኣይ እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

ካብ 23 ግንቦት 2008 ክሳብ 7 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4: 00 ዋናን ቅድሑን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ጨረታ ሰንዱቅ ምእታው ትክእሉ

መከበሪ ጨረታ 3000ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም

ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 7 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 :30 ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሰኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430339ምሕታት ይካእል

መመለስ
የጨረታ ምድብ