ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መቀያሪ መካይን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 3, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 3, 2008 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓ/ም ድክለር ዝገብረን ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN/ ዘለዎምን ከቅራብ ዝኽእልን

2 ጨረታ መኽበሪ

  1. መቀያሪ መካይን ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም አብ Â ኣብ ዉሽጢ 10መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል

4 ተወዳደረቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

5 ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30.00 ብር ብምኽፋል ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 20/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 3/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቐትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

6 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ ፀኒዑ ይፀንዕ

7 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20/100 ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ