ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ ህል ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Projector ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዕለት 09/08/2017ዓ/ም

ቁፅሪ ጉደ/55/8-2/17

ምልክታ ግ/ ጨረታ ተዕሪ-02

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ ህል ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Projector ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፋ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት 09/08/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/08//2017 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 100(ሓደ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኸእሉ።

1. ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይን (TIN መረዳእታ VAIተመዝጋባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ) ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብ C.P.O 15000.00 ከቕርብ ዝክእል

2. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቕረቢ ቕጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ ።

3. ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

4. እቲ ጨረታ ሚያዝያ 24/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሚያዝያ 24/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት .

5. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ።

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዊ `ዩ።

7. ቤት ዕዮ ጨረታ ሰዓራይ አብ ዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ዓቅሓ ወይ ግልጋሎት ዓቀን ወይ ዋጋ ከምአድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ አቅሓ 20%/ዒስራ ሚዒታዊ/ናይ ምቅናስ ወይ ምዉሳኸ መሰል ዝተሓለወ ምኻኑ

8. ኣብቲትመልእዎዋጋቫትዝሓወሰክኸውንኣለዎ

9. ሽምን ክታምን መቕረባይ

መብርሂ፦ ሕድሕድ ናይ መወዳደሪ ደኩመንት ንፁር ኮይኑ ክቀርብ አለዎ ንተወሳኺ ሓበሬተ ናይ ቢሮና ስልኪ ቁፅሪ 0344 41 05 04

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s