ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 20 ሊትሮ ዝሕዝ መኽደን ዘለዎ ባልዲ ክትዕድግ ትደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥሪ 19, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 27, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • Print
  • Pdf

ናይ ጨረታ ምልክታ

በዝሒ 750

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት

  1. ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን

  2. በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣

  3. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ይኸውን።

  4. ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/05/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን

  5. ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል

  6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ

መቐለ

መመለስ
የጨረታ ምድብ