ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዘለዉዎ ናይ ዘገልገሉ ንብረት ማለት እዉን ትቦ ብረት መገጣጠሚ ናይ ትቦታት ኤለክትሮኒክስ ትቦታት ቆፀርቲ ናይ ማይ ናይ መኪናን ናይ ሞተር ሳይክልን ስፔራት ናይ ሳይክል አቁሑት ዝአረጉ ቆርቆሮ ሮታ ናይ ማይ ታንኬርሓፂነ መፂንን ካልኦት ብርክት ዝበሉ አቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 9, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 9, 2008 06:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘይብልኩመን ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/ 09 /2008 ክሳብ 9/10/2008 ዓም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 9 /10/ 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ