ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናን ትራክተርን ስ/ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ፕሮፎርማ ጨረታ ቁ/03/17

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናን ትራክተርን ስ/ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኸእሉ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2. ምስቲ ንግዲ ፍቓድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም።

3. ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝሓዝኩም።

4. ፕሮፎርማ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም እቲ ዝሳዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 01 መዓልቲ ዝድለ ንብረት ክተረክቡ ትኸእሉ።

5. ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ደኩሜንትኹም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብሽምዓ ዝተዓሸገ ኢንፈሎም/ፖስታ ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 23/07/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 11.00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

6. ፕሮፈርማ ዕለት 26/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተኣሽጉ ኣብቲ ዕለት 4፡30 /ይኽፈት፡፡ ስለዚ ኣብቲ ዝተገለፀ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ስለዝኸፈት መፂእም ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

7. ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ደኩሜንት ከምውዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክፈልጥዎ ይግባእ -

8. ኮሌጅና ነቲ ፕሮፈርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 037778 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ ።

ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ (ማይጨው)

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s