ንኹሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣምብላንስ መኪና መቀያየሪ ኣቁሕት ተዘሪዚሩ ዘሎ ኣይነት ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ብዘርፍኸም ንዕድም ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ንኹሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣምብላንስ መኪና መቀያየሪ ኣቁሕት ተዘሪዚሩ ዘሎ ኣይነት ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ብዘርፍኸም ንዕድም ። ዝምልከተኩም ናይ ዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዚሩ ዘሎ ሮቃሕታት ንኽትቕርቡ ንገልፅ።

1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሐደስ ኸኸዉን ኣለዎ።

2. ናይ ግብር ከፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ኽትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. ቫት ምዝግባት ዝኸንኩም ።

4. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽዕሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100(ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ካብ ኹሓ ሆስፒታል ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 44 መፂኢኩም ትወስዱ ።

6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባህሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ድጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቕፅሪ 44 ኣብ ናይ ቢሮ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ።

ብተወሳኺ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስርዝድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝየተግበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

7. መኽበሪ ጨረታ ነንሕድሕዱ ብር ስፒኦ( CPO)ወይም ብጥሬ ገንዘብ 5000 ብር ሓምሽተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝኽእሉ።

8. እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 18/07/2017 ዓ/ም ክሳብ 29/07/2017ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/07/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት እተዘይ መፀኡ ናይ ምሕላዉ ግዴታ የብልናን።

9. መግለፂ ብሕቶና መሰረት ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕልናይ መኪና መቀያየሪ ኣቁሕት ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ኹሓ ሆስፒታል እስቶር(ንብረት ክፍሊ) ኣታዊ ይገብር።

10. እቲ ቤትዕዮ እንተዘይተስማሚዕሉ ሙሉእብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ሰነድ ጨረታ ናይቢሮና ሰነድ ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን።

12. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s