ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/07/2017 ዓ/ም -15/07/2017 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 15/07/2017 ዓ/ም 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተ - ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
ሞዴልHz]75L
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዓቀኒ | በዝሒ | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ቸርኬ | ቁፅሪ | 01 | |||
2 | ክሬክ | ቁፅሪ | 01 | 3ተ ቶን | ||
3 | ናይ መኪና ጎማ መፍትሒ | ቁፅሪ | 01 | መስቀለኛ | ||
4 | ዘንጊ ናይ ኮፎኖ ጠጠው መበሊ | ቁፅሪ | 01 | |||
5 | መፍትሒ በዓል 13-14 | ቁፅሪ | 02 |