ትካስና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈሳስዩ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽጥ ስለደለየ& ድልየት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 (17 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15,000
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ምልክታ ጨረታ ምሻጥ ንብረት

ትካስና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈሳስዩ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽጥ ስለደለየ& ድልየት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ከማስኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘስዎ

2. እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዕስት 117/2017 ክሳብ 17/7/2017 ኣብ ኣየር ንተኸታ

3. ኣብ`ዚ ግዘ ውሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈትና እናሠፃእኻ ዘይምስስ 200 ብር ጎ ጨረታ ሰነድ ምውሳድን እቲ ንብረት ብኣካል ምርኣይን ይኸውን

4. ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 15,000 ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ (ሲፒኦ ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር  ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ነዚ ናብ ዝተዳስወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ የእትው

5. እዚ ምልክታ ጨረታ ዕስት 17/7/2017 ሰዓት 4:00 ተዓፅ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ህንፃና ይሓ ሲቲ ሰንተር 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ይኹን እምበር ተጫረትቲ ኣብ ከይዲ ምኽፋት ተዘይተረኺቦም ነቲ ኸይዲ ኣተዓናቅፎን

6. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ውሽጢ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ናብ ትካልና ሕጋዊ ሒሳብ ቁፅሪ ዊ ክገብር እንተዘይኽኢሱ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ትካልና ኻሊእ መማረፂ ይወስድ

7. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ምስ ንብረት ምስዓስ ዝተተሓሓዙ ኩስም ወፃኢታተ ብናይ ባዕሱ ሸፊኑ ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገበረሉ ኣብ ውሽጢ 3 ተነ ታሲ መዓልቲ ንብረቱ ካብ ትካልና ይወስድ

8. እቲ ዝሽወን ንብረት ኣብ ህንፃና ዴሓ ሲቲ ሰንተር ይርከብ::

9. ትካልና ዝሐሸ ሀማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋስ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ሩይናንስ ከባቢ ዓ/ሓቂ ናብ ዝርከብ ትካ ስና መፂእኻ ምሕታት ይከኣስ፣ቁፅሪ 3-0344-404253=

መመለስ
የጨረታ ምድብ