ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዋርዲያ መፈተሺ ገዛን ሪኢቶ መዉሃብን ሳንዱቅን ንምስራሕ ናይ ፈርኒቸርን ብረታ ብረት ፍቃድ ዘለዎምን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ምስክር ወረቀትን ንግዲ ምዝገባ ምስክርነትንÂ ግብሪ ከፍሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት/TIN/ ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን ምዝገባ ካርድን ከቅርብ ዝክእል

2 ስፒኦ ብር 15,000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ/ ብር ጥራሕ ከቅርቡ አለዎም

3 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/09/2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/09/2008 ዓም ኣብ ዋነa ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ 4ይ ደበሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 /ሐደ ሚኢቲ/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

4 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኡ ሕድሕድ ገፅ ደኩሜንት ፈሪሞምን ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ዘየጎደሉ ከቅርቡ ዝተጎደለ ብትክልል ዘይተመልአን ቅደም ሰዓብ ዝተዛብዐን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ ዝግበር እዩ

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ፋይናንስ ሐደ ኦርጅናል : ሐደ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት/CPO/ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ዓሺጎም ኩሎም ፖስታታት ድማ አብ ካልእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ላዕሊ እቲ ዓብይ ብዝርአ ፖስታ ቀለም ብምፅሓፍን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ 4ይ ደብሪ ዋና ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን እቲ ጨረታ ዕለት 23/09/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ዕለት 23/09/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትፈልም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ እቲ ጨረታ ክኽፈት እዩ

6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማ/ፋይናንስ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 518 ብኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 4102 50 ብምድዋል ምርካብ ይክእሉ እዩም

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s