ሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 03/17

ሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 12/05/2017 ዓ/ም ክሳብ 15/05/2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 15/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኸ ምባል ተቐባልነት የብሉን

8. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ኮሚሸና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s