አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ዝተፋላላያ ወረዳታት ዝውዕል ሳብመረሰብል ፓምፕታት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡን ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 3ን ልዕሉኡ ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 9, 2017 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ / ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ ምልክታ
መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ NCB/TIG/SDG/Works/10/2017

አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ዝተፋላላያ ወረዳታት ዝውዕል ሳብመረሰብል ፓምፕታት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡን ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 3ን ልዕሉኡ ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ተ/ቁዓይነት ንብረትፍሉይ ቦታ ሳይትበዝሒ
1ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ዓዘቦ ማሕበር ዋርሳሜትኣብ BOO ብዘሎ ዝርዝር መሰረት
2ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ዓዘቦ መቻረ
3ትራንስፎርመርወረዳ ራያ ዓዘቦ መቻረ
4ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ዓዘቦ ዋቅፊ
5ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ማሕበረ ዴጋጋ
6ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ጨርጨር ሱሉላ ፋርመርስ
7ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ጨርጨር RPW-47
8ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ራያ ኣላማጣ RPW-74
9ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ገንፈል ደንጎለሎ
10ቀረብን ተኸላን ፓምፕወረዳ እንደርታ ማይ ዓለም

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1. ናይ 2017 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ ናይ 2017 ዝተሓደሰ ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቓድ ቲን/TIn/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ቫት ዲክሌሬሽን  ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም ዘቕርቡ፣

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን እዚ ዝተቓለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ብድምፂ ወያነ ብሄራዊ ራድዮ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ካብ ዕለት 10/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 1000 ብምፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 500.000.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር )ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኽእል::

4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/6/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት።

5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ሓደ ኦሪጂናል ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተኣሸገ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ ተባሂሉ ብግልፂ ከቕርብ ኣለዎ ፣

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣

7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0952270027 0920326084 ምድዋል ይከአል

ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒለ ኣብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s