ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 (11 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 26, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣይጠቅስን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ VAT ድክላሬሽን ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 17/4/2017 ዓ/ም ክሳብ 26/4/2017 ዓ/ም ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ 100 .00 /ሓደ ሚእቲ ብር ሰነድ ጨረታ ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

ንፍሉይ ሓበሬታ

ስ-ቑ-0344406451

ምሰ ሰላምታ!!

መመለስ
የጨረታ ምድብ