ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ሰላምን ፀጥታን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡ ፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኸትወዳደሩ ንዕድም ፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ጎማ መኪና ምስ ካላማደሪኡ | 255/70/R/15697 | ቁፅሪ | 05 |
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከተሓሕዝ ዝኸእል ፡፡
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 18/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ፡፡
3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ፡፡
4. ቤት ፅሕፈትና ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ካብ ሕድሕድ ዝግዛእ ንብረት 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ ።
5. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡
7. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡
8. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡
9. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡
መመለስ