ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2017 ዓም ኣብ ማእከል ኣስፓልቲ ዝርክብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ፅገና መብራህቲ ጎዳና ንምሰራሕ ፍልፍል በጀት ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ መፍለይ ዕደጋ ኮድ ሸራሮ / BC/ MRM/10/17 ብደረጃ ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ናይ ኤሌክተሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

1ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት  ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር ስራሕ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዘወራረድሉ ዘፍለጥሉን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ተኮናተራይነት መዝገባ ካርዲ ብቅዓትን ክተቅርቡ አለኩም

2 ዝኮነ ተጫራቲ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ማሕበራት ዘለዎ ዝምልከት ኮይኑ  ኣብቲ ቅድም ክብዝ ዝተገለፀሉ ፕሮጀክት ክትጫረቱ ትክእሉ ኢኩም

3 ዉሕስና ጨረታ ብቤራዊ ባንኪ ኢትየጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተምሰረተ ዉሕስና ባንኪ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ማለት እዉን ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ግንዘብ  12500 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

4 ብጥረ ገንዝብ ዘቅርብ ኣብ ፋይናንስን ብግዜያዊ መፅንሒ ሰነድ ክፍሊት ቆሪፁ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 60 ተከታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙለእ ዛዚሞም ከረክብ አለዎም

6 ኩሎም ጨረታ ካብ 8/4/2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልማት ኣድላይ መረዳእታት ብምሓዝን ዘይምለስ 1500 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዉሕስና ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሉም ፖስታት አብ ካሊ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽሞም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ አብ ቁፅሪ ክፍሊ 6 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 28/4/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምካድ ከእተዉ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፊርሞምን ማሕተሞምን ቅደም ሰዓብ እንተይኣዛብዑ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ ከሎ ዝነበረ ከይኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ 28/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቁፅሪ 06 ይክፈት

10 እቲ ክይዲ ስራሕ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ካብ ዝቆፅሮም ሰራሕተኛታት 60 ሚእታዊ ደቂ ኣንስትዩ ዝኮና ብዘይፆታዊ ኣፈላላይ መዓር ክፍሊት ንመዕረ ስራሕ ድልዎ ዝኮነ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914889275

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s