ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ጎማ ተሽከርካሪ መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዓዉድ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ትካላት ንክትወዳደሩ እንትንዕድም ብቢሮ ዝተዳለወ ደኩምንት ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ብሽም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ አብ ንግዲ ባንኪ ኢትዩጰያ ቁፅሪ ሒሳብ  10005390356558  ኣታዊ  ገይርኩም ደረሰኝ ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ  ምወሳድ ትክእሉ

2 ናይ ሎም ዘብን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ ቫት ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ ናይ መቅረባይነት ምዘጋበ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ

2 ተጫረቲ መምርሒ ፀረታ ብጥንቃቄ ሪኡም ክወዳደሩ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተጠቀሰ መጠን ብስፒኦ ዝተሰርሐ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ አተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ

4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

5 እቲ ጨረታ 30/4/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽሹ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ዕድጋ ክፈሊ ይክፈት

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344403663

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s