ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረናይነት ዘለኩምን : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን : ቫት 2017 ዓም ዲክለር ዝገብርክሙን : በቲ ዝቀረበ መዓቀኒ ረቆሒ መሰረት ንብረት ከቅርብ ዝክእል

2 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንነብሰወከፍ ሎት ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ ንፅሕፈት መሳርሒ15000 :ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 7/4/2017 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ከሳብ 12/4/2017 ዓም ሰዓት 500 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ምዉሳድ ይከአል

4 እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ተዳልዩ ክሳብ 14/4/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ንዚ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

5 ሳነዱቅ ጨረታ 14/4/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ነሱ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዘይምህላዎም ግን እቲ ጨረታ ነዘይ ምክፋት ግዴታ ኣይከዉንን

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ከተማ ዓዲግራት ቤት ፅሕፈት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣግኣዚ ከቅርቡ ይግባእ

8 ቅሬታ ዘለዎ አካል ጨረታ ሰዓሪ ካብ ዝተፈለጠሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጠ ሰለሰተ መዓልቲ ቅሬታ ከቅርብ አለዎ

9 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ አዋን ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ይከዉን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

ንተወሳኪ 0914723151 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4464)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7196)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1284)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2990)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1661)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8596)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (835)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s