ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ን2017 6311 ተሽከከርከርቲ ኣወዳዲሩ ክግዝአ ይደሊ::

ዕለት 7/04/17ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 003/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ን2017 6311 ተሽከከርከርቲ ኣወዳዲሩ ክግዝአ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ፣ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡

2. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝርመግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይኽእልን ።

3. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 7/04/17ዓ/ም ክሳብ ዕለት 9/4/2017 ኣ.ግ ይኸውን፡

5. ጨረታ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/04/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፡፡

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

8. ኣድራሻ ጥቃ ደብረዱሞ ክ/ከተማ ዓ/ሓወልቲ ቀበሌ 19

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405093 ይደውሉ ፡፡

ተ/ቁዝርዝር ዝዕደግ ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ሳይክል ምስ ኣክሰሰሪኣፎኔክስቁፅሪ01

መብርሂ. ካብ ዝሓተትናዮ ስፐሰፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s