ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስን ንወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ስፔር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 08:45 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑዕሪ 132/ዕ/ም/ር/ን/2017 ዓ/ም 

ዕለት 23/03/2017 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስን ንወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ስፔር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

1. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲፍቓድ፣

2. ቲን ነምበር፣

3. ዝተሓደሰ መቕረባይነትን

4. ናይ 2017 ዓ.ም ሻት ዲክለር ዝተገበረ መረዳእታ ዘቕርብ::

5. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት23/03/2017ዓ.ም ክሳብ 04 /04/2017 ዓ.ም ካብ ከ/ስራሕ ዕ/ን/ምም/ር ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምኸፋል ክወስዱ ይኽእሉ::

6. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ 04/04/2017 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታው ይኽእሉ::

7. እቲ ጨረታ ዕለት04/04/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 8፡45 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት::

8. መኽበሪ ጨረታ ብር 3000 /ሰለስተሽሕ/ ብ ሲፒኦ፣ብዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ቼክ ከትሕዚ ዝኽእል

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

NB ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0914199837/0940960145 ደዊሎም ምሕታት ይኽእሉ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s