ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ፍሌሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 (20 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 02:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ቑፅሪ 12...../226/17

ምልክታ ፕሮፎርማ ፍሌሽ ንምግዛእ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ፍሌሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
01ፍሌሽ ሚሞሪ16 GBቁፅሪ130

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ዕድጊት ካብ 24-26/03/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6. ዕለት 27/03/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ቃለ-ጉባኤል ኦርደርን ተወድኡ ክቐርብ ይግበር

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ንሰለስተ ማዕልቲ ይኸዉን::

8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ