መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታ ብጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታ ብጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም። ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TI/ ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ።

1. ናይሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታ ተወዳደርቲ ኣብ ቤት ፅ/ት ደኣንት ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡ ንካልኦት ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ምኳንኩም መረዳእታ ዘቕርቡ

2. መኸበሪ ጨረታሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታብር 5000.00 /ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO

3. ዝሰዓረ ተጫራቲ ሐለዋ ግልጋሎት ፀጥታ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት 24 ሰዓትሓለዋ ድሕንነት ትካልብዝግባእ ዉዕል ክኣትዉ ዝክእል እዚ ዉዕል እዚ ዝእተውሉ ካብ 1/04/2017 ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017 ዓ/ም ጥራሕ እዩ

4. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

5. ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ

6. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ሓደሜኢቲ ብር እዩ

7. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 18/03/2017 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ07 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 53 እንዳገዛእኹም ምውሳድ ይከኣል

8. እዚ ጨረታ ዕለት 27/03/2017 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኸፈት

9. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኽፈት ይኽእል

10. ካብ ዘለዉ በዝሒ ሃይሊ ሰብ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ክትኮን ኣለዋ

10. መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s