ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 04

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝተፈላለዩ ናይ አስተሽነሪ ኣቁሑትን ናይ መኪና ቅብኣትን ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪT ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፤ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ _ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 18/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 20/03/2017

➢ ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 20/03/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡

➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3_ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ እስተሽነሪ

ኣቁሑት ዝተወዳደርኩም ናይ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኹም መጋዓዝያ ናብ ቢሮና እስቶር

ተቅርቡ ትኽእሉ ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ