ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (26 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 09:10 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 20/3/2017 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም

(TIN) Taxidertification Number ዘለኩምን

ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።

ተ.ቑዝርዝር ንብረት/ዓይነትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅለላ ዋጋ
1ኣፕር ኣርም ጆይንት43360-39085ቁፅሪ2
2ለወር አርም ጆይንት43340-39245ቁፅሪ2
3ቴስቲኒ ሙሉእ45460-39505ቁፅሪ2
4ቡቱስ ኪት04438-35022ሴት2
5ናክል ስትሬንግ LH90304--76005ቁፅሪ1
6ስፓይደር ኪት04371-35050ቁፅሪ1
7ፓስትሽኣርጀናልቁፅሪ1
8Battrey Boliden12V-75 AMቁፅሪ1
9Brake lineሓፃርቁፅሪ1
10Axle seal90310-10008ቁፅሪ1

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሎ ዝተሓለወ እዩ፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ