መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ን3ይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ጉርዲ ́ፎቶ መሕፀቢ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ጉርዲፎቶ 4ብ3 ምሕፃብ ጥራሕ ንዓመት ዉዕሊ ምእሳርቁፅሪ4000

ተወድደርቲ ከማልእዎን ክርድእዎን ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016/2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

2/ ሰዓሪ ትካል ናይ ዝሃቦ ይኸፍል እቲ ዝሕፀብ ፎቶ ግልጋሎት ዝኸፈሎ ብር ልዕሊ 5000 ብር ተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ብፅሬትን ሰለጤንን ሓፂቡ ከረክብ ኣለዎ

4/ ተወዳደርቲ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላዋጋን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስ ቫቱ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ሰነድ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥራሕ ዋጋ - ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ክቐርብ ኣለዎ

5/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 17/03/2017ዓ/ም ክሳብ 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት 3.00 ካብ መቐለ ቤት ህንፀት ቢሮ ቁጽሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት3.30 ተዓፅዩ ሰዓት 4.00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኽፈት ጨረታ ሰዓራይ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ፡ መኽበሪ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ | ሰለስተ መዓልቲ 1000 ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም ድሕሪ ጨረታ ሳፁን ምዕሻግ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s