ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ታ.ዓይነት ንብረትመለክዒናይ ጠቕላላ ባህርዛፍን ዓዉሕን ጅምላ ዋጋ
ብር
1ዝተፋላለየ ሳይዝ ዘለዎ ማለት ካብ ዓብዪ ክሳብ ኣናእሽተይ ዘሎ ባህርዛፍን ከምኡ ድማ ዓዉሕንጠቕላላ ብጅምላ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ጠቕላላ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብጅምላ ኮይኑ ኣብቲ ናይ ዋጋ መምልኢ መሊኦም ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ ምስመልኡ ምስ መንነቶም ዝገልፅ መታወቅያ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ፖስታ ስልኪ ቁፅሪ ብምፅሓፍ ብፖስታ ዓሺጎም ከቕርቡ ኣለዎም

3/ ተጫረቲ እቲ ዝረትዎ ኣትክልቲ/ኣእዋም/ ኣብ ዒላላ ከባቢ መደብር ዝርከብ ኣብናይ ቤትህንፀት መቐለ ዝርከብ ናይ ሕርሻ ልምዓት ወሰናወሰን ገረብ ዝርከብ ብኣካል ከይዶም ብምርኣይ ናይ መቑረፅን መጋዓዓዝን ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ዝሽፈን ምዃኑ ተረዲኦም ናይ ጠቕላላ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም

4/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 16/03/2017ዓ/ም ክሳብ 23/03/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ካብ ቤትህንፀት መቀለ ክወስዱ ይኸእሉ እዮም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት

5/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ናብ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ሒሳብ ኣታዊ ምስ ገበረ ንብረቱ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ቆሪፁ ከልዕል ኣለዎ

5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s