ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ዋይፋይ ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክግዛእ ንደሊ

ቁፅሪ ዕፉን/ምጨ/15/098/01/2017 ዓ/ም

ዕለት 13/3/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ ኬብል ግዝኢት አቁሑት ዝወፀ ቁፅሪ 7/2017

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ዋይፋይ ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክግዛእ ንደሊ ስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ክትወዳደሩ እትክእሉ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ።

➢ ናይ 2016/17ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉ።

➢ ናይ ግብሪ ክፉላይ መለለይ ቑፅሪ II ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ ከምኡ እውን ዝተሓሰ ንግዲ ፍቃድ ክታቅርቡ ትክእሉ፣

➢ ናይ መቀረባይነት ሰርትፍርኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ፣

➢ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይንኩም ናይ ቫት ሰርትፍኬት ክታቅርቡ እትክእሉ

➢ ናይቲ ዝሳጻርክምዎ ንብረት ዋጋ ልዕሊ 20000.00/ ዕስራ ሽሕ ብር እተኮይንኩም ቫት ዝተመዝገብም እንተኮይንኩም 7.5% ኣብ ቢሮ ተቆርዎ ዝተርፍ ምካኑ ንገልፀ

➢ ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ/ፖስታንቢሮ ቴክንክን ሙያን ትምህርትን

ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምህዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ክትወስዱ ካብ ዕለት 13/3/2017- 17/3/202017 ስዓት 11 00 ድሕሪ ስዓት አሽም ክትቅርቡ እትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና

➢ እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/3/2017ዓ/ም ስዓት 3 30 ቅድሚ ስዓት ስለዝክፈት መፅኢኩም

ክትሳተፉ እትክእሉ ምካንኩም ንገል

➢ ተጫረቲ ዛት ሐዝክምዎ ዶክመንት ከም ውዕሊኮይኑ ከምገልግል ክትፈልጡ ይግባእ መወዳደሪ

ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ፣

➢ ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መለ ዝተሓለወ

እዩ።

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ +251344403447 ደዊልኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ።

ተ.ቁዓይነተ ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቐኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
1TP-LINK switch /gigabit / for 4 pcsአብ ስፐስፍኬሽን ተመልከቱPCS4


ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s