ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥትን ቢሮ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ስርናይ :ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር :ዓተር : ክክዕ ብጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 (15 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:30 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

 1ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትካኑ ይግባእ

 2ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 7/3/2017 ዓም ክሳብ 18/3/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ 18/3/2017 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0344 408912  / 0914008595  / 0920426802                                     


መመለስ
የጨረታ ምድብ