ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ በምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ2 ዝኾነ መሬትን ገዛው ክትካረዩ ትደልዩ፣
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (18 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 04:30 ጥዋት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ በምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ2 ዝኾነ መሬትን ገዛው ክትካረዩ ትደልዩ፣

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ (ሓምሳ ቅርሺ)ክገዝእ ዝክእል

2 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 07/03/2017 ዓ/ም - 17/03/2017 ዓ/ም ይከውን::

3 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 17/03/2017ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን᎓᎓

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

5 እቲ ዝካረ ቦታን ገዛውቲ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ እናመፃኩም ምርኣይ ትክእሉ ትክእሉ::

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ወኪል ወ/ሮ ኢትዮጵያ ሃይሉ ዝኾና ኣደ ወንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ቁፅሪ ሞባይል 0914027971

መመለስ
የጨረታ ምድብ