ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግ/ምም/ር ትግራይ ኣርሚ 60 መ/ድ ብናይ ተወዳደርቲ ዝተማለአ ናይ ባኒ ማሽን ዘለዎም ንተጋደለቲ ኣባላት ፅሬቱ ዝሐለወ ባኒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:6000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 05:00 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

ን2 ግዘ ዝመፀ ናይ ጨረታ ምስክታ

ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀፕታን ግ/ምም/ር ትግራይ ናይ ኣርሚ 60 መካ/ድ ንሰራዊት ቀለብ ዝውዕስ ፅሬት ዝሓለወ ባኒ/ዳቦ/ ብናደ ተወዳደርቲ ዝተማለአ ናይ ባኒ ማሽን ብዘለዎም ብግ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ገስጋሎት ከረክብ ስስዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዝርዝር ረቛሒታት ንተማስኡ ሕጋወያን ዘቕረብቲ /ግልጋሎት ወሃብቲ/ ትካላት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕደም::

በዚ መሰረት፦

ተጫረትን መጫረትን ከማፅእዎ ዝገባሽ

ሀ. ብወገን ተጫረትቲ ክማላእ ዘስዎ ረቛሒ፡-

➢ በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንገዲ ፍቓደ ዘስዎ፤

➢ በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይ ፈቓደ ዘስዎ

➢ ናይ ግብሪ ክፈሊ ሰርተፊኬት(TIN)ን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈስኩም ምዃንኩም መረዳእታ ከቀር በ ዝኸእስንን ናደዚ ኩሱ ዝርዝር ዶክሜንትን ካስኦት ጠቐምቲ መረዳእታታትን ተወሲኾም ኮፒ ኣብ ፖስታ ውሽጢ ገደሩ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል።

➢ ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዝሓዘ ሰነድ ዘይምስስ ብር 50 /ሓምሳ ብር ጥራሕ/ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከርሲ ዕደጋ ኣርሚ 60 መካሪደ ከተማ ዓ/ዓዲ እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕሳት 06/03/17 ከሳብ 18/03/2017 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ዚሮ ኣብ ዝተዳስወ ሳንዱቕ ጨረታ ክተእትው ከም ትኽእሱ እናሓበርና እቲ ጨረታ ሕዳር 18/03/2017 ዓ/ም ረሩድ ሰዓት 4፡30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕስት ረሩድ ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወደ ሕጋዊ ተወከስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ኣርሚ 60 መ/ድ ዘ/ሩደናንስ ቢሮ ይከፈት፣

➢ ኣብቲ ጨረታ መወዳደሪ ቅጥዒ ማህተም ብምግባር ኣብ ፖስታ ውሽጢ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእስ፤

➢ ኣብዚ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘስዎ እንተኾይኑ ካብ ውድድር መባጺ ይኸውን፤

➢ ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ቅድሚ ምከሩቱ ብር 6,000 /ሽድሽተ ሺሕ ብር/በጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእስ፤

➢ ተጫራታዊ እቲ ጨረታ ምስ ተኸፈተ ንባዕሉ ካብቲ ጨረታ እንተግሊሱንን ሰዓራዊ ጨረታ ዝሰዓረ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ቅድሚ ውዕሊ ምእሳሩ ናይ ባኒ ማሽን ምስ ሙሉእ መምረቲ ኣቑሑትን ምስ ጀነሬተርን ዝተማልአ ዘለዎ ምዃኑ ነቶም ብኣርሚ ዝተሰየሙ ናይ ብቅዓት መረጋገፅቲ ኮሚቴ ብኣካል ቐሪቦም ዝርዝር ናይቲ ማሽን ኣረጋጊፆም ምስ ወሰኑ በቲ መምርሒ መሰረት ሕጋዊ ውዕሲ ኣሲሩ እቲ ዝተረጋገፀ ማተሪያል /ሙሉእ ማሽን/ ብምሓዝ ኣብ ውሽጢ 20 ሠዓስቲ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ ናይ በዓሉ ገዛ ከተክል ዝክእስ ኮይኑ ኣብዚ ግዜ እዚ ውዕሊ ንምእሳር ብተጫራታይ በኩል ፍቃደኛ እንተዘይኾይኑ ንረታ መኽበሪ ዝተተሓዘ ፕረ ገንዘብ ናብ ኣርምና ኣታዊ ከም ዝኸውን ፤

➢ ጨውን መባኽዕቲ/ሊቪቶ/ናይ ባኒ መምዘኒ ሚዛን፣ናይ ዚሑቅ መቅረፂ ማሽን ከቅርብ ዝክእሰ፣ናይ ስራሕተኛታት ጋቦን ፅረቱ ዝሓስወ ከቅርብ ዝኽእልን ብዝተወሃቦ ፕሮግራም መሰረት ከይኣቋረፀ ኣብ ሰዓቱ ንሰራዊት ብፅረት ባኒ ከቕርብ ዝኸእስ፤ከምኡ እውን ናይ ባኒ ሰራሕተኛ፣ናይ ገዛ ክራይ ፣መብራህትን ማይን ወፃኢ ባዕሉ ክሽፍን ዝኸእስ፣

➢ ብኤለክትሪክ ዝሰርሕ ናይ ባኒ "ማሽንን ሀብኩዕን ዘስዎን ብመዓልቲ ናይ ምሪት ዓቕሙ ካብ 12,000 ሽሕ ንሳዕስ ባኒ ከምርት ዝክእልን፤እኹስ ዓቕሚ ጀነሬተር ዘስዎን መብራህቲ እንት እ ብናይ ባዕሱ ነዳዲ ዝሰርሕ

➢ በቲ ዝቐረበሉ ሕሩጭ መሰረት ካብ ሓደ ኩንታል ፊኖ 1,050 ፅሬቱ ዝሓለወ ባኒ ከምርት/ከቕርብ/ ዝከእፅ፣

➢ በዚ መሰረት ዝተዳስወ ሰነድ ጨረታ እዚ ምስክታ ካብ ዝወከሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኣርፂ 60 ወ/ድ ዘደናነስ ነፍስ ዕደጋ ምውሳድ ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ