ዓይነት ስራሕ ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እንባ ጣብያ ማይ መገልታ ንመስኖ ዝዉዕል ካዕቲ ሐደ ዓሚቆ ጉዳጎድ ፍሉቦታ : ማይካጋ ናይ ስራሕ ግዝ : ሐደ ወርሒ :መከበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ
1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ : ምስክር መቅረባይነትን : ቲን ናምበር ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓም ናይ ተወሳኪ አሰት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ንዝተዳለወ ዝርዝር ጨረታ ካብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ታሕተዋይ ደብሪ ቁፅሪ 11 ብሪድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ካብ ዕለት 7ን8ን ሕዳር 2017 ዓም ክሳብ ዕለት 9/4/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
3 መከበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒአ ወይ ከዓ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስ ቴክኒካል ጨረታ ሰነድ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ጨረታ 9 ታሕሳስ 2017 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት
5 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክኒካልን ፋይናንሽል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ቅዳሕ ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክፃሓፈሉ አለዎ
6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ኣድራሻ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0975462316
8 መተሓሳሳቢ ናይ ጨረታ መዕፀወኒ መክፍተኒ ዕለት ኣብ ባዕልመእንተዉዒሉ ኣብ ዝፅል መዓልቲ ዝክፈት ይከዉን
መመለስ