ቤት መዘጋጀ ከተማ ሳምረ ናይታ ከተማ ዝሰተ ማይ ዝርገሐ ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

1በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነተ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክረሌሽን ዘቅርብ

4 ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ እቶት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሳምረ ካብ 9/3/2017 ዓም ክስብ 20/3/2017 ዓም ኩሉ ግዝ ኣስበ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

5 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ምስ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

6 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ 20000 ቅርሺ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገነዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብቲ ናይቲ ትካል ኣካዉንት ዘለዎ ፋይናንስ ትካላት ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ኣንበሳ ባንኪን ወጋገን ባንኪን ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ ጨረታ 20/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሳምረ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

10 ሰዓራይ ምስ ሰዓሩ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ቅሬታ 3 መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስረ አለዎ

11 እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 7 ተከታታሊ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከረከብ ዝክእል

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0942664646 / 0914199869

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s