ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ን 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈ መሳሪሒ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 08:20 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ን 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈ መሳሪሒ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ እዚ ንብረት ንምቅራብ ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።

❖ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድእዚ ዘመን ዘለዎም

❖ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡ

❖ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

❖ ኣብ ቲኦቲ (TOT) ወይ ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

❖ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።

❖ ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ሲፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ አቲ CPO (ሲፒኦ)ኣብ ውሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተኣሺጉ ይቀርብ

❖ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 03/03/2 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡00

❖ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/03/2017 ሰዓት 8፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8፡20 ይኽፈት፡፡

❖ ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የአትዉ።

መብርሂ:-አቲ ትካል አቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

እዚ ከም ውዐሊ ኮይኑ ከገልግል ይክእል እዩ።

ኣድራሻና፡- ዓዲ ሸምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ _ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38

መብርሂ

O አቲዋጋ ቫት (VAT) ወይቲኦቲ (IOT) ሐዊሱ ይቅመጥ፡፡

O እቲ በዝሒ ክወስኽ ወይ ክንኪ ይኽእል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ