ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ንታ.ቁፅሪ 4-02021 ት.ግ መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 10:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ዕለት 02/03/2017 ዓ/ም

ቑዕሪ ት/ፋ/03/ፕ-ጨ/O

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 03/2017 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ንታ.ቁፅሪ 4-02021 ት.ግ መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። 

በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ/

1. ናይ ዘመኑ 2016/2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016/2017 ዝተሓደሰ ዘለዎ

5. 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና መኪናመለዋወጢ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TI/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 04/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ"

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 04/03/2017 ዓ/ም ሰዓት10፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ

ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ"

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ በሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ንታ.ቁ 4-02688ት.ግ ሞዴል ቢሸፍቱ ባስ

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1ባትሪ 12 V 150 Am ጃፓን ሲልድ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁዕሪ01
2ክሪክ 20 ቶን ምስ መለዓሊኡ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁዕሪ01
3እስኮፓ መዕረጊ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁዕሪ02
4ናይ ሽፌር ወልፊት1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ01
5ናይ ሽፌር ኮንፈርት ዳል ፌስ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ01
መመለስ
የጨረታ ምድብ