ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይኸውን፤-

ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይኸውን፤-

1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

2. ናይ ፅሬት መሳርሒ

3. ናይ ሕትመት ውፅኢት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016/2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ

ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

3. ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

4. ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 10000 ብር/ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብሽም ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ክትሕዝ ዝኸእል

5. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩመንት ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ኣብ ዳ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊት ንፊት /ኮሚሳራት/ ቢሮ ቑፅሪ 25 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዘይምለስ ብር 100 / ሓደ ሚኢቲ ብር/ ኸፊሉ ይወስድ

6. ተጫረቲ በቲ ዝወፀ Specification መሰረት ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኦርጅናልን ኮፕን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ መሊኡ የቕርብ

7. ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ንዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ኣምፂኡ ከረክብ ዝኽእል

8. መኽበሪ ውዕሊ 10 ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቕድሚ ውዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝእልን ውዕሊ ዓሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

9. ቢሮ ካብ ዝፍፅሞ ዕድጊት 20% ምውሳኸን ምቕናስን መሊኡ ምስራዝን ዝኽእል ምዃኑ

10. ኣብዚ ጨረታ ክጭበርብር ዝፈተነ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርን ናይ ጨረታ መኽበሪ ዘትሕዞ ገንዘብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍ ብሕጊ ተሓታቲ ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ

11. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት ካብ 29/02/2017 ዓ.ም ክሳብ 17/03/2017 ዓ.ም ይኸውን

12. ጨረታ ዝዕሸገለ ዕለት 17/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓሸጉ ሰዓት 4:30 ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሎ ኣብ ዝተረኸበሉ ይኸፈት

13. ብመምርሒ መሰረት ናይ ጥቅምተ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝኽእል Vat 15 ዊዝ ሆልድ 2% ክኸፍል ምዃኑ ነፍልጥ፡፡

14. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኸፊል ይኹን ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0929827411 /0914000654 ምሕታት ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s