ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዳማይ ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ፈተና ብናይ ባዕሎም ቴክኖሎጂ ካልኣይ ፅገና ማካይን ገራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 08:45 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:ሻምናይ ክፍሊ እርማት ፈተና ብናይ ባዕሎም ቴክኖሎጂ 50000 ቅርሺ : ካልኣይ ፅገና ማካይን ገራጅ 10000 ቅርሺ
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 09:00 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/
  • Print
  • Pdf

1ንነብስወከፍ ዓይነት ጨረታ ዝምልክት ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት እዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ሐምለ 2016 ዓም ቫተ ድክለሬሽን ዘቅርብ

8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ንብስወከፈ ዘይመለስ  200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

9 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ክሳብ 13/3/2017 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል

10 ተጫረቲ መሊኡም ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባልነት የብሉን

11 ብናይ ቢሮ መምሊ ቅጥዒ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንኒበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ክሳብ 13/3/2017 ዓም ሰዓት 8:45 ናብ ዝተዓሸገ ሳንዱቅ ክኣትዉ ይግባእ ልክዕ ሰዓት 8:45 ምስኣከለ ይዕሸግ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 9:00 ጨረታ ዝክፈት ይከዉን

12 መክበሪ ጨረታ ዝምልከት ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ፈተና ብናይ ባዕሎም ቴክኖሎጂ 50000 ቅርሺ : ካልኣይ ፅገና ማካይን ገራጅ  10000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ይግባእ

13 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

14 ተጫራታይ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላለ ዋጋ 10 ሚእታዊ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ዝተረጋገፀ ባንኪ ጋራንት ናይ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ

15 ኣቅራርብ ሰነድ ጨረታ ዝምልክተ ቴክንካልን ፋይናንሻልን ዝምልክተ ነናይባዕሉ ዋናን ቅዳሕን ብምዕሻግ ከቅርብ አለዎ

16 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344443477 / 0334440299

መመለስ
የጨረታ ምድብ