ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩኪስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 (16 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 03:59 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 04:00 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩኪስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

7. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

8. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ IN NO) ከቅርብ ዝክእል

9. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

10. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

11. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

12. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይክእል፡፡

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/02/2017 ዓ/ም - 29/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 29/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ