1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ናይ 2017 ዓም ዘለዎ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ
4 ብይዘካ ናይ ጉልበት ፅገና ሞተር ሳይክልን መድሓኒት እንስሳን ናዉቲ መሳርሒን
5 እቲ ዝተረፈ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ካብ ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት 28/2/2017 ዓም ክሳብ 12/3/2017 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ
7 ናይ ጨረታ መከበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገና ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሒ ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን 300 ሕትመትን 3000 ቅርሺ ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን 6000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌከትሮነከስ ኣቅሑት ፅሬት ናይ እንስሳት መድሐኒትን ናዉቲን መሳርሒን ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣጎዓዒዙ ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር
9 ጨረታ 13/3/2017 ዓም ሰዓት ልክዕሰ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943711585 / 0914185163
መመለስ