ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ ከም ስካነር: ፎቶ ኮፒ :ላፕቶፕ: ፕሪንተር :እዚኦምን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ

ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ መጋቢት ወረሒ 2008 ዓም ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 16000.00 (ዓሰረተ ሽደሽተ ሽሕ) ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ /ብምክፋል ከብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ከምኡ እዉን 5 ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 18/08/2008 ጀሚሩ ክሳብÂ 2/09/ 2008 መዓልቲ ሰዓት 6:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 2/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት ::

6 እዚ ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ክሳብ ሰዓረቲ ጨረታ ዝፈለጥሉ 20 መዓልቲ ይከዉን

7 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹንÂ

ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401875 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NBÂ ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃÂ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃÂ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

መመለስ
የጨረታ ምድብ