ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/ዮጭላ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ንኣብያተ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ጥምር ዕድጊት ማለት እዉን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን 2017 ዓ/ም ዘሐደስኩምን።

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈረሃን ክህልዎ ኣለዎ።

3 ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ/ቫት/ዝኾንኩም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ቫት ድክለረሽን ዘቅርብ ዝመለእዎ ዋጋ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ።

4 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ክተቕርቡ እትኽእሉ።

5 ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ክተቕርቡ እትኽሉ

6 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ በባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል :

7 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝትቓለሐሉ/ዝተለጠፈሉ/ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ህ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ።

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣደለይቲ ሰነዳት ዋናን ቅዳሕን ነኒበይኖም ኣብ ፖስታ ብምዓሻግ አብ ልዕል እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ባዕል ዋናማህተምን ፊርማን ብምፅሓፍ ኣብ ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ህ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ  ንከተእትዉን ንክትወዳደሩን እናታሓሳሰብና

9 እዚ ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ብተከታታልቲ መዓልቲታት ማለት እዉን ካብ ዕለት 18 /02/2017 ዓ/ም ክሳብ 28/02/2017 ዓ/ም ንጉሆ ስዓት 4፡00ይከዉን

10 ሳንዱቅ ጨረታ 28/02/2017 ዓ/ም ንጉሆ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ዝካየድ ይከዉን

12 ሰዓራይ ጨረታ ንብረት ናብ ኣብ ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ህ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ወፃኢ ሓዊሱ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎፀ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ኣብቶም ዝወፁ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት አወነ እስፐስፊኬሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ወይ ምቅይያር ምስራዝን ኣይፍቀድን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0963509643 0914396290

መመለስ
የጨረታ ምድብ