ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ንታ ቁፅሪ 4-02688 ት.ግ መኪና ካብ PSNP-5 በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 (21 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 01/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ት/ፋ/ ፕ-ጨ/01

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ንታ ቁፅሪ 4-02688 ት.ግ መኪና ካብ PSNP-5 በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2016/2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም።

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016/2017 ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 22/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 26/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 26/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ናይ ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ታ.ቁ 4-02688ት.ግ ሞዴል HZJ 76L RKMRS ማርክ ቱ ሃርድቶፕ ላንድ ኩሬዘር ደብል ጋቤና

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1ሙቐት መከላኸሊ VIP ሌዘር ዳብል ፌስ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
2መሪ ከቨር1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ01
3ሮያል መርጅ ሽቶ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ02
4ወልፊት ወንበር ጨርቂ ምስ ዉይይት 11ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
5ዳሽ ቦርድ ቅብዓት1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ02
6አልአብ ናይ ሙቐት ዳብል ፌስ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
7ከፋፍ ንፋስ መከላኸሊ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
8እስቲከር ፀሊም ምስ መለጠፊኡ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
9ታፕሰሪ ምስ ምግጣሙ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም፡-

ፌርማ፡-

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ


መመለስ
የጨረታ ምድብ