ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ኣቅሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ኣቅሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪተ.ቁዓይነት ንብረትመለለዪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
352001Slave cylinder1522377Pcs1

ከማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

_ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ክተሓሓዝ አለዎ

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፤

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20/2/2017ዓ/ም ክሳብ 22/2/2017 ዓ/ም 5:00

_ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:30

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ፤

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ