ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን2017 ዓም ንናይ ከተማና ሓምለዎት ቦታት ኣስፓልት ማእከል ዘለዉ ተክልታትን ካልአትን ማይ ካብ ዘለዎ ቦታ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ክሳብ ወርሒ ሰነ ተክልታት ከሰቲ ምስዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:7000.00
  • ቦታ: ሽራሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:30 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ቦጥ ናይ ፈሳሲ ፅዕነት ከመእዉን ናይ ማይ መቅረባይ ዝብል ሕጋዊ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ለኩም

2 ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

3 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይ ዘለኩምን

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ቲን ሰርተፊኬት ዘለኩም

6 ብሽምኩም ወይ ብትካልኩም ዝፈለጥ ሊበሬ ክተቅረቡ እትክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 150 ብምክፋል ካብ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጀጋ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ወሲድኩም እንዳሐበርና

8 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ስፒኦ ብር 7000 ክተትሕዙ እትክእሉ

9 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉን ካብ ዘሸነፍክሞ ጠቅላላ ዋጋ ብጥር ገንዘብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ቼክ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ እትክእሉ

10 ሰነድ ጨረታ ካብ 13/2/2017 ዓም ክሳብ 27/2/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ክትወሰዱ ትክእሉ ኢኩም

11 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 28/2/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ረፋድ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4፡30 ይከዉን

12 ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ሰዳቃ ጥራሕ ዝምላእ ኮይኑ ኣብ ዝምላእ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ ኣይግባእን ከምእዉን ኣብ ዝምላእ ዋጋ ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዎ የብሉን እንተጋጥም በቲ ዝተሐተ ዋጋ ክንወስድ ምካኖ ክነፍልጥ ንፈቱ

13 ኩሉ መረዳእታኵም ፎቶ ኮፒ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳጥን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እዉን ክተቅርቡ እትክእሉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914778526 / 0932037840  / 0920870698

መመለስ
የጨረታ ምድብ