ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት መሳርሒ፤ ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ንምዕዳግን ተወሳኺ ድማ ንኣባላት ማስታወቅያን ንተሃነዕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ

ቁፅሪ ኮ/ኣ/ህ/ክ/ትግ/ፈይ0024/1 

ዕለት14/02/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት መሳርሒ፤ ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ንምዕዳግን ተወሳኺ ድማ ንኣባላት ማስታወቅያን ንተሃነዕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያንነጋዶ ንክትወዳደሩ እንትፅውዕ ዝርዝር ዘድሊ ዓይነት ንብረት ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በቢ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉን ከምኡድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ኣማሊኡ ከቅርብ ኣለዎ ዝርዝር ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምውሳድ ይካኣል እዩ

3/ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/02/2017ዓ/ም ክሳብ 18/02/2017ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት 19/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ይኸፈት ድሕሪ ፕሮፎርማ ምኽፋቱ /ምዕፃው /ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን7 መዓልቲ ይኸውን

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ኣብ በዝሒ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ዝኽእል ምዃኑ

6/ መስራቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0919914018 //0914755064 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻና፦ መቐለ 09 እንዳተክለሃይማኖት ቤተ-ክርስትያን በሪ ፊትንፊት ኣብቢሮ ሰላምን ፀጥታን ንርከብ

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s