ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መድሓኒት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ሕዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንተወዳደሩ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 04:30 ጥዋት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መድሓኒት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ሕዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንተወዳደሩ ንዕድም።

1. ናይ መድሓኒት አቁሑት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበእ ረቋሒታት

1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቃድ ክትባት ዝክኣል

2. ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ( TIN NO) ክትብ ዝክእል

3. ናይ ሞያ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዘክእል

4. ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ካርዲ ክቅርብ ዘእል

5. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካአል

6.ተጫረቲ ዘቅርብዎምንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክከውን ይግባእ

7. ተጫራታይ ሳዓራይ ምኳኑ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ጀግና ኣብ ውሽጢ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አታዊ ክገብር ዝክእል

8. ተጫራታይ ካብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ስፔስፊኪሽን ወፃኢ ምምላእ አይፍቀድን

9. ተጫራታይ አብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎበቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ 10.ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

11. ጨረታ ሰነድ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/02/2017ዓ.ም ክሳብ 21/02/2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/02/2017 ዓም ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሳዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶ አብ ዝተረከብላ ኣብ ተበሊ 15 አብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይክውን

12. መክፈቲ ዕለት ቀዳም ሰንበትን እንተዊዒለ እብ ክትዕል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይክውን

13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ አንተረከቡ በመልእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ

መመለስ
የጨረታ ምድብ