ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (26 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
ሞዴል ኒሳን
1ባትሪ ሲልድ70Apcs02

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/02/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 14/2/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 15/02/2017 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

መመለስ
የጨረታ ምድብ