ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዕሕፈት መሳርሒን ፅሬትን ኣቁሑ፣ ናይ መኪና ስፔርን ጎማን ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዕሕፈት መሳርሒን ፅሬትን ኣቁሑ፣ ናይ መኪና ስፔርን ጎማን ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ መዐቀኒታት

1. በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን መቅረባይ ካርድን፣ቲን ናምበርን ከቕርብ ዝኽእል፡፡

2. ኣብ ፅሕፈት መሳርሒ እትጫረቲ ሕፁያት ተወዳደርቲ ጥራሕ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ቫት ተመዘጋባይ

ሰርቲፊኬት፣ ናይ ዝሓለፈ ስለስተ ወርሒ ሓደ ወርሒ ሒሳብ ሪፖርት ከተቅርቡ እትክእሉን ፡፡

3. መጠን መኽበሪ ጨረታ ብር

ተ.ቁዓይነት ኣቈሕትመጠን ገንዘብ
1ናይ ፅሕፈት መሳርሒ20000.00
2ናይ ፅሬት ኣቁሑ5000.00
3ናይ መካይን ስፔርን ጎማን5000.00

ብCPO ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል፡፡

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምኽፋል ካብ ዕለት 12/02/2017 ዓ/ም ምልከታ ካብ ዝወፀኣሎ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን፡ ምምሕዳር ንብረትን ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃቦም ሰነድ : ኦርጅናል ን ዋጋ ዝምለኦሉ ኮፒን ከእትዉ ኣለዎም፡፡

5. እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 27/02/2017 ዓ/ም ልክዕ ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት፡፡

6. ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን ፣፣

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኽቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ 8.ጨረታ ዋጋ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 40 ማዕልቲ ይኸውን፡፡

9. ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ስቶር ከምፅእ ዝኽእል፡፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03477701234 ምሕታት ይካአል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s