ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪ ኣጉ/ማ/ግ/ ት /17

ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ኮምፒውተርወረቀት 80ግ A4 ISO Certified1ይ ደረጃብደሰጣ45ብሳምፕል
2ፕሪንተር ቀለም ኦርጂናል26Aብቁፅሪ3ብሳምፕል
3ፕሪንተር ቀለም ኦርጂናል05A3ብሳምፕል
4ፕሪንተር ቀለም ኦርጂናል80A4ብሳምፕል
5ኣቃፊ ብዓል ብረት (kent) ንእሸተይ1ይ ደረጃ15
6ኣቃፊ ብዓል ብረት (kert) ዓብይ1ይ ደረጃ
60
7ንእሽተይ ካኪ ፖስታ 50ዝሕዝኦርጂናልብፓኬት12
8እስክርቢቶ/Radius ipen ሰምያዊ 50ዝሕዝ1ይ ደረጃብፓኬት2
9ማእከላይ ካኪ ፖስታ 50ዝሕዝ1ይ ደረጃብፓኬት2
10ፍለሽ ሜሞሪ 32 GBኦርጂናልብቁፅሪ3
11እሰፒል ሽዎብፓኬት
4
12ናይ ማህተም ቀለምኦርጂናልብቁፅሪ2
13ቃለ ጉባኤ1ይ ደረጃብቁፅሪ2
14እሁ: ኮላ 1ይ ደረጃኦርጂናልብቁፅሪ5
15ፕሮቶኮልመዝገብ ማእከላይ25*35ብቁፅሪ2
16መብሸዒ ዓብይ1ይ ደረጃብቁፅሪ2
17ካርቦን ብዓል 8000E1ይ ደረጃብቁፅሪ3
18ኣጀንዳ ብዓል ሞልጎም1ይ ደረጃብቁፅሪ1
19ካልኩሌተር ካሰዮ DJ-1201ይ ደረጃብቁፅሪ5
20ሰቴፕለር ሸዎ ንእሸተይብጋኬት2
21ማሰታወሻ ማእከላይ ብዓል ሪንግ ሰኔርላይን70-Sheetብቁፅሪ10
22ሰቴፕለር ማእከላይ ቁፅሪ 20 ካንጋሮ1ይ ደረጃብቁፅሪ2
23ሕብራዊ ወረቀት1ይ ደረጃብደሰጣ3
24ኮላ Wood fixኦርጂናልብቁፅሪ2


4 በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኸእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ

1. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም

3. ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፡ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ጥሩ መረዳእታ ክተቅርቡ እትኸእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኸፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም እስካብ 22/02/2017 ዓ.ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል፡፡

4. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 22/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

5. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝኸውን 5000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር /ብካሸ ወይ ድማ ብCPO ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

6. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡

7. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናይ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9. ብናይ ቤት ፅሕፈትና ሳምፕል መሰረት

ተወሳኺ ሓበሬታ፤ ብስልክ ቁፅሪ 0343140453,0914412211,0914029291/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ