ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ

ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::

ነጋዶ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት

ክኸዉን አለዎ::

3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት Ot 02/2017 ዓ/ም - 08/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

ይኸውን::

5. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ እቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ተግራይ የቕርቡ

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትUnitQuantitySpecificationUnit priceTotal price
1ኦይል ፊልተርቁፅሪ0190915-30002
2ፊል ፊልተርቁፅሪ0123390-64480
3ዘይቲ ሞተርጋሎን04TOTAL
4ዘይቲ መሪሊተር01TOTAL
5ዘይቲ ፍሬንሲተር01TOTAL
6ሪሊዝ ናይ መብራህቲቁፅሪኦርጅናል
መመለስ
የጨረታ ምድብ